Anouncements

Latest Proclamations, Regulations, etc

Tigray Income-tax Proclamation 283-2009

ዕብየት ቁጠባ ሃገርና ምስ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዝተጠዓዓመን ንዕብየት እቲ ቁጠባ ዝሕግዝ ዘመናውን ቅልጡፍን ስርዓት ምዝርጋሕ ስለዘድለየ፤ ስርዓት ኣከፋፍላ ግብሪ ፍትሓውነት ዘለዎ ንክኸውንን ግብሪ ዘይኽፈሎም ኣታውታት ኣብ መርበብ ግብሪ ንኽኣትዉ ኣድላዪ ብምዃኑ፤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብመሰረት ዓንቀፅ 49/3(ሀ) ተመሓይሹ ዝወፀ ሕገ መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝስዕብ ኣዋጅ ኣውፂኡ ኣሎ።... Read more