May 08, 2026
መፀውዒ ስራሕ መደብ: ፅሓፊትን ኦፊስ ምምሕዳርን
ስራሕ ቦታ: ኣብ ክልል (መቐለ)
ብርኪ ስራሕ: IV
በዝሒ: 2
መሃያ: 10647
ተደላይ ትምህርቲ: ሴክሪታርያል ሳይነስን ኦፊስ ማነጅመንትን (ብSSOM)፣ ኮምፒተር ሳይነስ፣ ከስተመር ኮንታክት ሴክሬታሪ ኦፕሬሽን፣ ከስተመር ኮንታክት ሴክሬታሪ ኦፕሬሽን ኮኦርዲኔሽን ወይ ኣድሚኒስትሬሽን ኦፊስ ማነጅመንት፣ ዳታ ቤዝ፣ ሃርድዌር ኔትወርክ ስርቭስ፣ ኢንፎርሞሽን ቴክኖሎጂ ዲፕሎማን ልዕልኡን ዘለዎ/ዋ።
ልምዲ ስራሕ: ብቀጥታ ተዛማዲ 2 ዓመት ዝሰረሐ/ት
መተሓሳሰቢ
ምዝገባ ግዜ ምስተጠናቀቐ ፈተና እዋን ንኩሉ ተፈታኒ ክፈልጦ ይግበር።
Dead line:May 18, 2026
Apply