April 20, 2026
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40 18 75 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
NB ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ ይሓ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5
ጥቃ ዋና ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፣ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40 18 75 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
NB ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ ይሓ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5
ጥቃ ዋና ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ናይ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ
|
ተ.ቁ |
ዓይነት ንብረት |
መፍለይ ቁፅሪ /part Number/ |
መዐቀኒ |
በዝሒ |
ናይ ሓደ ዋጋ |
|
|
ብር |
ሳ. |
|||||
|
1 |
ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደርያኡ (ጀማል) |
7.50/16 R |
ብቁፅሪ |
05 |
|
|
|
2 |
ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደርያኡ |
M755 |
ብቁፅሪ |
05 |
|
|
ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን
ሽም---------------------
ፊርማ--------------
ዕለት----------------
Dead line:May 08, 2026
Apply